Lyrics

ሓሳባተይ ምስ ጓል ፖራዲዞ ሓሳባተይ ምስ ጓል ፖራዲዞ ኣልማዝ እያ ሽማ ሽመይ ባዕላ ትሓዞ ኣልማዝ እያ ሽማ ሽመይ ባዕላ ትሓዞ ሓደ ጊዜ ኣብ ማእከል ጎደና ሓደ ጊዜ ኣብ ማእከል ጎደና ኣልማዝ ረኣኽዋ ክትሓልፍ ደኒና ኣልማዝ ረኣኽዋ ክትሓልፍ ደኒና ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ሒዝዋ ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ሒዝዋ ሎሚ ሕራይ ጽባሕ ክሓስበሉ ሎሚ ሕራይ ጽባሕ ክሓስበሉ እዚ ቓላት እዚ መልሲ እምበር ስኢነሉ እዚ ቓላት እዚ መልሲ እምበር ስኢነሉ ሓደ ጊዜ ኣብ ማእከል ጎደና ሓደ ጊዜ ኣብ ማእከል ጎደና ኣልማዝ ረኣኽዋ ክትሓልፍ ደኒና ኣልማዝ ረኣኽዋ ክትሓልፍ ደኒና ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ደሪኽዋ ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ሒዝዋ ሓሳባተይ ምስ ጓል ፖራዲዞ ሓሳባተይ ምስ ጓል ፖራዲዞ ኣልማዝ እያ ሽማ ሽመይ ባዕላ ትሓዞ ኣልማዝ እያ ሽማ ሽመይ ባዕላ ትሓዞ ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ደሪኽዋ ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ሒዝዋ ኣልማዝ ፍሽኽ ምስ በለት ልበይ ወሲዳታ እስከ ሓብሩኒ ኣብ ዘላቶ ቦታ ኣልማዝ ፍሽኽ ምስ በለት ልበይ ወሲዳታ እስከ ሓብሩኒ ኣብ ዘላቶ ቦታ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
Get up to 2 months free of Apple Music
instagramSharePathic_arrow_out