Music Video

Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Jemal Romodan
Jemal Romodan
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Jemal Romodan
Jemal Romodan
Arranger
PRODUCTION & ENGINEERING
Jemal Romodan
Jemal Romodan
Producer

Lyrics

ምስ መን ገዲፍክኒ ኣቲ መዳለዊት ኣነ ንብሕተይ ኣብዛ ጸልማት ዓለም ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን ምስ መን ገዲፍክኒ ኣቲ መዳለዊት ኣነ ንብሕተይ ኣብዛ ጸልማት ዓለም ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን ዝተኣስረ ገመድ ፈቲሓ ትድርቢ ፍጹም ዘይትፈልጦ መቐረት ናይ ፍቕሪ ኣየ ዘይሓልፈላ ከምኡ'ይላ ኽትበሊ ኣየ ዘይሓልፈላ ከምኡ'ይላ ኽትበሊ መሬት ተሓጺቡ በቲ ናተይ ንብዓት ልበይ ወጊእክኒ በቲ በሊሕ ኩናት ሓዘኑ ንዓኺ ጓሂ ምስ ስቅያት ሓዘኑ ንዓኺ ጓሂ ምስ ስቅያት ምስ መን ገዲፍክኒ ኣቲ መዳለዊት ኣነ ንብሕተይ ኣብዛ ጸልማት ዓለም ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን ምስ መን ገዲፍክኒ ኣቲ መዳለዊት ኣነ ንብሕተይ ኣብዛ ጸልማት ዓለም ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን ዝተኣስረ ገመድ ፈቲሓ ትድርቢ ፍጹም ዘይትፈልጦ መቐረት ናይ ፍቕሪ ኣየ ዘይሓልፈላ ከምኡ'ይላ ኽትበሊ ኣየ ዘይሓልፈላ ከምኡ'ይላ ኽትበሊ መሬት ተሓጺቡ በቲ ናተይ ንብዓት ልበይ ወጊእክኒ በቲ በሊሕ ኩናት ሓዘኑ ንዓኺ ጓሂ ምስ ስቅያት ሓዘኑ ንዓኺ ጓሂ ምስ ስቅያት
Lyrics powered by www.musixmatch.com
Get up to 2 months free of Apple Music
instagramSharePathic_arrow_out