Lyrics

ሓደ ሓደ ሓደ ሓደ ኩሉ በብሓደ (ኣለይመለይ) ንሳ ምስኡ: ንሱ ምስኣ ከይዱ እናወሓደ (ኣለይመለይ) ክጽበ'ባ ሰልቺዎ ልበይ (ኣለይመለይ) ዕጫይ ኣቤላ ትብለኒ ኣለይመለይ ቅዱስ ቅንኢ ቅዱስ ቅንኢ ቀደም ገዲፈዮ ዒፍ ኢልዎ ልበይ ላድዩ ሕመቕ መሊአዮ ዓዳ ልባ ድሂለ ክነግሮ ሕርያየይ ልበይ ሂበ ልቢ ዝቕበላ ኣዳልዩኒ 'ዛ ናተይ ወለላ ኣለይመለይ ኣለይመለይ ዝብላ ኣዳልዩኒ ህይወተይ ወለላ ኣበይ በየን ምስ መን ኣላ እዛ መቑንነየ መላፍንቲ ትኾነኒ ትመስል ንዓየ ኣዳልዩኒ ጽብቕ ኢላ ኣበር ዘይርከባ ኩርዕ: ንይት እትብለለይ ትስሕቀለይ እዛ ልባ ኣብ ቀረባ ኣሃ ሃሃሃ. ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ ኩሉ ዋኒን ህይወት ረሲዐ ክደልያ ኢለ ኣብዚ ከተማ ኮለል ክብል ሓቒቑ ጫማ ብኻ ልበይ እምኒ ኾይኑለይ ዕዳ የብሉ ዕዳ የብለይ ብኻ ልበይ እምኒ ኾይኑለይ ዕዳ የብሉ ዕዳ የብለይ መዓስ ኮን'ዩ ዓለመይ ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ ድላያ ዝብል ልበይ ትብለኒ'ወ ኣለይ መለይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ወለላይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ዘለላይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ኣይ ወለላይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ ቁርሲ የለን ከተማ ኣምሪሐ ክደልያ ኢለ ኣብዚ ከተማ ተሳኢና ሓቒቑ ጫማ ብኻ ልበይ እምኒ ኾይኑለይ ዕዳ የብሉ ዕዳ የብለይ ብኻ ልበይ እምኒ ኾይኑለይ ዕዳ የብሉ ዕዳ የብለይ መዓስ ኮን'ዩ ዓለመይ ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ ድላያ ዝብል ልበይ ትብለኒ'ወ ኣለይ መለይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ወለላይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ዘለላይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ኣይ ወለላይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ወለላይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ዘለላይ (ኣለይመለይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ) ወለላይ ኣለይመለይ ኣለይመለይ
Writer(s): Samuel Alemu, Tedalo Naod Lyrics powered by www.musixmatch.com
Get up to 2 months free of Apple Music
instagramSharePathic_arrow_out