Credits
COMPOSITION & LYRICS
Yemane Barya
Songwriter
Lyrics
ናይ በብዓይነቱ ዝንባሌታት ትምክሕቲ
ድርቅና ዘስከሮ ናይ ሕነ ቅርሕንቲ
ጸረ ምትሕቑቓፍ ናይ ነገር ኣለምቲ
ናይ ነገር ኣለምቲ
ናይ በብዓይነቱ ዝንባሌታት ትምክሕቲ
ድርቅና ዘስከሮ ናይ ሕነ ቅርሕንቲ
ጸረ ምትሕብባር ናይ ነገር ኣለምቲ
ናይ ነገር ኣለምቲ
ጥቕሚ ሃዊጽዎም ልቦም ተሸንዲሑ
ጥቕሚ ሃዊጽዎም ልቦም ተሸንዲሑ
ኣብ ጸጽባሕ ኩናት ሕድሕድ እናባልሑ
በዕጽምቲ ስዉኣት ኣዳራሽ ክሰርሑ
ንህርፋን ባዕዳውያን ጽምኣቶም ከርውዩ
ንህርፋን ባዕዳውያን ጽምኣቶም ከርውዩ
ንመንኮርኮር ሰውራ ብግፍዒ ንዝጠውዩ
ናይ ኮረሻ ተቓለስቲ ደድሕሪ ወደል ክጎዩ
ናይ በብዓይነቱ ዝንባሌታት ትምክሕቲ
ድርቅና ዘስከሮ ናይ ሕነ ቅርሕንቲ
ጸረ ምትሕብባር ናይ ነገር ኣለምቲ
ናይ ነገር ኣለምቲ
ፍትሒ ብዝጎደሎ መሰል እናገሃሱ
ፍትሒ ብዝጎደሎ መሰል እናገሃሱ
ሕጊ ረሲዖሞ መትከል እናጠሓሱ
ብዘይ ቅድመ ኩነት???? ክግህጹ
ንህርፋን ባዕዳውያን ጽምኣቶም ከርውዩ
ንህርፋን ባዕዳውያን ጽምኣቶም ከርውዩ
ንመንኮርኮር ሰውራ ብግፍዒ ንኽጠውዩ
ናይ ኮረሻ ተቓለስቲ ደድሕሪ ወደል ክጎዩ
ናይ ኮረሻ ተቓለስቲ ደድሕሪ ወደል ክጎዩ
Lyrics powered by www.musixmatch.com