Music Video

Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Millen Hailu
Millen Hailu
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Dawit Alemayehu
Dawit Alemayehu
Composer
Berhane Kiflu
Berhane Kiflu
Songwriter
Belay Hayelom
Belay Hayelom
Arranger
PRODUCTION & ENGINEERING
Bereket Woldu
Bereket Woldu
Mixing Engineer

Lyrics

ይደክም'ዩ ፍቕሪ ናብቲ ጫፍ ከይበጽሐ ልቢ ርሒቑ እንተዘይነጽሀ ሓደራኻ ምሳይ ሃሉ ፍቕሪ ኽህሉ ልብኻ እምነት ኣብቁለሉ ይመውት'ዩ ፍቕሪ የቋርጽ ትንፋሱ እምነት ተጠፍአ ጥልመት ነጊሱ እመን እመን ጥራይ እመን ዋና ነብሰይ ልዕለይ ሓደ'ኳ የለን ኣሃ.ኣሃ. ኣፈርክቡ ፍቕርና ክርእዩ ዘይደቀሱ ሓንሳብ ምስ ነቕሑ ኣሃሃ ኣሃ.ኣሃ. ታይ ከይረኽቡ ኣትዮም ልብኻ ፍቕሪ ኣይትኹን ናተይ ከለኻ ኣሃሃ ብወረ ግዳም ካብ ትሽገር ካባይ ድለዮ ናተይ ነገር ኣነየ ናትካ ብቐረባ ኣይትወሳወስ ግደፍ'ባ ብወረ ግዳም ካብ ትሽገር ካባይ ድለዮ ናተይ ነገር ኣነየ ናትካ ብቐረባ ኣይትወሳወስ ግደፍ'ባ ካብ ሕሱም ጣዕሳ ጽቡቕ ናይ ኢድና ማዕዶ ምስ ኮነ ቅድሚ ምሕማሙ ንከናኸኖ ከይደ ኸይበለ ፍቕሪ'ዩ ዳኛ ኣብ ንጹህ ልቢ ሓለዋ ኣይትድለ ምስቲ ውሽጥኻ እሙን ኩን'ሞ ከምኡ'የ ኣነ እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም ሰብ ሰብ መፍቶኡ ፍቕርና ክኸፍኦ እንታዮም ኮይኖም'ሞ ሽሕ ጊዜ ንቆንዞ ባዕልና ንሓሉ ገደና ፍቕርና ክንዳና ደንጊጹ የለን ዝሓመልና እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም ምእማን'ዩ ግርም ካብ ሕሱም ጣዕሳ ጽቡቕ ናይ ኢድና ማዕዶ ምስ ኮነ ቅድሚ ምሕምሙ ንከናኸኖ ከይደ ኸይበለ ፍቕሪ'ዩ ዳኛ ኣብ ንጹህ ልቢ ሓለዋ ኣይትድለ ምስቲ ውሽጥኻ እሙን ኩን'ሞ ከምኡ'የ ኣነ እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም ሰብ ሰብ መፍቶኡ ፍቕርና ክኸፍኦ እንታዮም ኮይኖም'ሞ ሽሕ ጊዜ ንቆንዞ ባዕልና ንሓሉ ገደና ፍቕርና ክንዳና ደንጊጹ የለን ዝሓመልና እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም እምነት'ዩ ወሳኒ ምእማን'ዩ ግርም
Writer(s): Samuel Alemu, Dawit Alemayehunown, Berhane Kiflu Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out